
ብሓደጋ ተጎዲእኩምዶ? ዝስዕቡ ስጉምትታትኩም ንምርዳእ ብቋንቋኹም ሓገዝ ርከቡ።
መድረኽ ግሩፕ ናይ ሓደጋ ሓበሬታን ሰነዳትን ክትሰርዑ ይሕግዘኩም። ናይ ሕጊ ሓገዝ እንተሓቲትኩም፣ ምስ ነጻ ዝኾነ ተሳታፊ ናይ ሕጊ ትካል ክትራኸቡ ምምራፅ ትኽእሉ። ናይና ደገፍ ብነጻ እዩ፣ ንሕና ድማ ናይ ሕጊ ትካል ኣይኮንናን።
ካብ ጉዳኣት ናብ ምሕዋይ ዝወስድ ድልድል
ልሙድ ናይ ሓደጋ ሕቶታት
ክነዳሉዎም እንኽእል ዓይነታት ሓደጋ።
ናይኩም ጉዳይ ኣብዚ ዝርዝር እንተዘየለ እውን፣ ኣዘራርቡና — ክንሰምዓኩም ኢና። ኣገልግሎትና ከከም ክፍሊ ሃገሩ ይፈላለ እዩ።
- ናይ መኪና ሓደጋ
- ናይ ጽዕነት መኪና ሓደጋ
- ናይ ሞተር ብሽክሌታ ሓደጋ
- ናይ ራይድሼር (Rideshare) ሓደጋ
- ናይ እግረኛ ሓደጋ
- ናይ ብሽክለታ ሓደጋ
- ምስንኻልን ምውዳቕን
- ኣብ ስራሕ ቦታ ዝበጽሕ ጉድኣት
ስለምንታይ ሰባት ምስ መድረኽ ግሩፕ ይጅምሩ
ብቋንቋኹም ተዛረቡ
ብእንግሊዝኛ፣ እስፓንኛ፣ ዓረብኛ፣ ፈረንሳይኛ፣ አማርኛ፣ ትግርኛ፣ ከምኡ’ውን አፋን ኦሮሞ ዝተዳለዉ ብቡቑዓት ናይ ምዝገባ ክኢላታት።
ብነጻ፣ ብዘይ ዝኾነ ጸቕጢ
ንመድረኽ ግሩፕ ምዝገባ ዝኾን ክፍሊ የለን። ዝስዕብ ስጉምቲ ክትወስዱ ምዃንኩም ባዕልኹም ትመርጹ።
ሓቀኛታት ሰባት እምበር ስክሪፕት ኣይኮነን
ሓደ ክኢላ ኣብ ውሽጢ ሓደ ናይ ስራሕ መዓልቲ ደዊሉ ክሰምዐኩም እዩ።

ንጹር ዝኾነ ቀጻሊ ስጉምቲ ንምውሳድ ድሉዋት ዲኹም?
ነጻ ናይ ሓደጋ ሓገዝ ኣብ ኣስታት ክልተ ደቓይቕ ጀምሩ። በዓል ሞያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብቋንቋኹም ክድውለልኩም እዩ።
መድረክ ግሩፕ ምምሕዳራዊ ናይ መመዝገቢ ሓገዝ ዝህብ ኮይኑ፣ ናይ ሕጊ ትካል ወይ ናይ ሕክምና ግልጋሎት ወሃቢ ኣይኮነን። ምሳና ምርኻብ ናይ ጠበቓን ዓሚልን ዝምድና ኣይፈጥርን እዩ።

